damnlyrics.com

Ayfalkin

[00:22.87]ኣይ...ይ ኣይፋልክን ሓላለይ

[00:33.50]ኣይፋልክን ኣይፋልክን ይትረፈኒ ኣይትበሊ

[00:43.18]ሓንሳብ ተሳቒኺ ኣይቀርብን ኣየፍቅርን ኣይትበሊ

[00:54.72]

[00:59.71]ሰኪሐ'የ ደጊም ኣየፍቅርን

[01:06.66]ከይብህርር ፈሪሐ ኣይድቅስን

[01:11.52]እንዳበልኪ ሂወት ከመይ ይኹን

[01:16.59]ቅረብኒ ሓላል ይትረፈኪ ይትረፈኒ ምባል

[01:24.06]

[01:25.67]ኣይፋልክን ኣይፋልክን ኣይፋልክን ሓላለይ

[01:31.60]ኣይፋልክን ኣይፋልክን ኣይፋልክን ሓላለይ

[01:36.64]ቅረብኒ ሓላል ይትረፈኪ ይትረፈኒ ምባል

[01:44.11]

[01:46.54]መንዩ ስቓይ ፍቕሪ ዘይፈተነ

[01:50.56]ቁስልኺ ከሕዊ እነኹ ኣነ

[01:56.57]ንፍቕሪ ካብ ፈራሕኪ ከሰንየኪ ባዕለይ

[02:02.13]ቅረብኒ ሓላል ይትረፈኪ ይትረፈኒ ምባል

[02:07.22]

[02:10.15]ኣይፋልክን ኣይፋልክን ኣይፋልክን ሓላለይ

[02:16.32]ኣይፋልክን ኣይፋልክን ኣይፋልክን ሓላለይ

[02:20.39]ቅረብኒ ሓላል ይትረፈኪ ይትረፈኒ ምባል

[02:27.14]

[03:10.43]ንስኺ ሰኪሕኪ ኣነ ድማ

[03:15.84]ብፍቕርኺ ነዲደ ተቓጺለ

[03:19.92]ሰብ ዘይትቐርቢ 'ሞ ክሳብ መዓስ'ዩ

[03:26.12]ከምዚ ኢልኪ ክትነብሪ

[03:28.50]ከምዚ ኢልና ዲና ክንቅጽል

[03:31.82]

[03:36.81]ኣይፋልክን ኣይፋልክን ኣይፋልክን ሓላለይ

[03:41.56]ኣይፋልክን ኣይፋልክን ኣይፋልክን ሓላለይ

[03:46.47]ቅረብኒ ሓላል ይትረፈኪ ይትረፈኒ ምባል

[03:51.95]

[03:55.24]በቲ ዘሕለፍክዮ ንቡር ጉዕዞ ፍቕሪ

[03:58.87]ሎሚ ሓያል ኢኺ ካብ ቀደም ንላዕሊ

[04:00.76]በላሕ ኪኢላ ኢኺ ካብ ቀደም ንላዕሊ

[04:03.27]ደጊም ቅርብቲ ኢኺ ንዝጸንዐ ፍቕሪ

[04:09.07]ተቐሪበ ምበር ፈጊደ ኣይትበሊ

[04:12.90]

[04:15.48]ኣይፋልክን ኣይፋልክን ኣይፋልክን ሓላለይ

[04:21.16]ኣይፋልክን ኣይፋልክን ኣይፋልክን ሓላለይ

[04:27.27]ቅረብኒ ሓላል ይትረፈኪ ይትረፈኒ ምባል

[04:33.21]

[04:35.30]መዓር ካብ ዕምበባ

[04:37.26]ከም ፍቕሪ ካብ ሂወት ይኽሰባ

[04:39.09]ካብ ኮና ሓላለይ ምናልባት ክነፍቅር ኢና ተፈጢርና

[04:46.79]

[04:50.11]ስለዚ ኣይፋልክን ኣይፋልክን ሓላለይ

[04:54.25]ኣይፋልክን ኣይፋልክን ኣይፋልክን ሓላለይ

[05:14.52]ኣይፋልክን ኣይፋልክን ኣይፋልክን ሓላለይ

[05:19.56]ቅረብኒ ሓላል ይትረፈኪ ይትረፈኒ ምባል

[05:25.24]

Lyrics Submitted by Henok

Enjoy the lyrics !!!